SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ - Hallgatás Online

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
00:00
00:00

Epizód összefoglalója

ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2026) * ንምምላስ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኤንቪዲያ ናብ ናይ ቀደም ሓላፍነቱ ተኸቲሉ ብርክታት’ቲ ኩባንያ ዋግኦም ብናህሪ ወሲኹ፣ * ቅልውላው ገዛ ኽራይ ኣውስትራልያ ሓድሽ ቁጽሪ ብምምዝጋብ ንታሕቲ ኣንቆልቂሉ፣ * ብወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተበጊሱ ክሳብ ሕጂ ዘየቋረጸ ዘሎ ግጭት ኪንዮ ኤውሮጳ ናይ ምስፋሕ ሓደጋ ፈጢሩ፣ #sbsaudiopodcast

Epizódok

6655-

ኤንቪዲያ ንጀንሰን ሁዋንግ ናብ ሓላፍነቱ ድሕሪ ምምላሱ ዋጋ ብርክታቱ ብናህሪ ወሲኹ - ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2026)

ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2026) * ንምምላስ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኤንቪዲያ ናብ ናይ ቀደም ሓላፍነቱ ተኸቲሉ ብርክታት’ቲ ኩባንያ ዋግኦም ብናህሪ ወሲኹ፣ * ቅልውላው ገዛ ኽራይ ኣውስትራልያ ሓድሽ ቁጽሪ ብምምዝጋብ ንታሕቲ ኣንቆልቂሉ፣ * ብወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተበጊሱ ክሳብ ሕጂ ዘየቋረጸ ዘሎ ግጭት ኪንዮ ኤውሮጳ ናይ ምስፋሕ ሓደጋ ፈጢሩ፣ #sbsaudiopodcast

24 nov. 2026
6654-

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፈነወ ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ሕዳር 2026)

ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ: * እቲ ናይ’ዚ ዓመት ዋዕላ ክሊማ ኮፕ31 ኣብ መደባት ምንካይ ተጠቃምነት ነዳዲ ቅሪተ ኣካላት (ፎሲል ፊውል) ናይ መወዳእታ ስምምዕ ገና ስለዘይበጽሐ ተወሳኺ መዓልታት ቀዳመ ሰንበት ክሰርሕ ተገዲዱ፣ * COP31 ኣብ ምስግጋር ጸዓት ብዘይ ስምምዕ ይውዳእ... * መንግስቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ባይቶ ዝጋበኣሉ ሰሙን ናይ’ዚ ዓመት ሕጊ ከውጽእ ጸቕጢ ወሲኹ * ሓድሽ ኣሰልጣኒ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣርጀንቲናዊ ሞውሪሲዮ ፖቸቲኖ ኣብ ቀዳማይ ግጥሙ ከቢድ ስዕረት ብሊቨርፑል ኣጋጢምዎ! ጸብጻባት ልኡኽና፥ * ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኣኼባ ፓርላማ ውድብ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ካሪብያንን ፓስፊክን ተሳቲፉ፣ * ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ምኽፋል መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣይተጀመረን ተባሂሉ፣ * ግብጺ፡ ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ድሕነት ቀይሕ ባሕሪን ርግኣት ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን፣ * እንግሊዝ ዜጋታታ ናብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ካብ ምጉዓዝ ክቑጠቡ ኣተሓሳሲባ፣ * ኣብ ጥቓ ዶብ ኤርትራን ትግራይን ዝርከቡ ነበርቲ ተጋሩ ብስግኣት ኲናት ካብ መረበቶም ዳግማይ ይመዛበሉ ምህላዎም ተገሊፁ፣ * ኣመሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰላም ንምስፋን ዝዓለሙ ክልተ ረቂቕ ሕግታት ኣቕሪባ፣ መደብ ቃለመሕትት፥ * ኣብ ትግራይ ዘሎ ከቢድ ፖሎቲካዊ፡ ወተሃደራውን ቁጠባውን ኩነታት ንህዝቢ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣውሪድዎ ይርከብ። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ትግራይ'ውን ከም’ቲ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ ተጋሩ ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ። ነቲ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ደው ክብል ንማሕበረሰብ ዓለም ድምጾም ንምስማዕን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝፍጸም መጥቃዕቲ ንምቅዋምን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እዚ ኩነታት ንተጋሩ ኣውስትራሊያውያን ብኸመይ ይጸልዎም ከምዘሎን እቲ ዘሎ ስክፍታን ሻቕሎትን ኣመልኪትና ምስ ኣብ…

23 nov. 2026
6653-

ዋዕላ ክሊማ COP31 ኣብ ምስግጋር ጸዓት ብዘይ ስምምዕ ተወዲኡ - ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ሕዳር 2026)

ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ሕዳር 2026) * እቲ ናይ’ዚ ዓመት ዋዕላ ክሊማ ኮፕ31 ኣብ መደባት ምንካይ ተጠቃምነት ነዳዲ ቅሪተ ኣካላት (ፎሲል ፊውል) ናይ መወዳእታ ስምምዕ ገና ስለዘይበጽሐ ተወሳኺ መዓልታት ቀዳመ ሰንበት ክሰርሕ ተገዲዱ፣ * COP31 ኣብ ምስግጋር ጸዓት ብዘይ ስምምዕ ይውዳእ... * መንግስቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ባይቶ ዝጋበኣሉ ሰሙን ናይ’ዚ ዓመት ሕጊ ከውጽእ ጸቕጢ ወሲኹ * ሓድሽ ኣሰልጣኒ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣርጀንቲናዊ ሞውሪሲዮ ፖቸቲኖ ኣብ ቀዳማይ ግጥሙ ከቢድ ስዕረት ብሊቨርፑል ኣጋጢምዎ! #sbsaudiopodcast

23 nov. 2026
6652-

ግብጺ፡ ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ድሕነት ቀይሕ ባሕሪን ርግኣት ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን - ጸብጻብ (23 ሕዳር 2026)

ጸብጻባት ልኡኽና (23 ሕዳር 2026) ኣርእስተ ዜና * ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኣኼባ ፓርላማ ውድብ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ካሪብያንን ፓስፊክን ተሳቲፉ፣ * ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ምኽፋል መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣይተጀመረን ተባሂሉ፣ * ግብጺ፡ ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ድሕነት ቀይሕ ባሕሪን ርግኣት ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን፣ * እንግሊዝ ዜጋታታ ናብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ካብ ምጉዓዝ ክቑጠቡ ኣተሓሳሲባ፣ * ኣብ ጥቓ ዶብ ኤርትራን ትግራይን ዝርከቡ ነበርቲ ተጋሩ ብስግኣት ኲናት ካብ መረበቶም ዳግማይ ይመዛበሉ ምህላዎም ተገሊፁ፣ * ኣመሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰላም ንምስፋን ዝዓለሙ ክልተ ረቂቕ ሕግታት ኣቕሪባ፣ #sbsaudiopodcast

23 nov. 2026
6651-

ብሪጣንያ ደጊማ ናብ ኤውሮጳ ትጽንበረሉ ኩነታት (Bre-entry) ክህሉ ድዩ፧ ተኽእሎ ምምላስ ናብ ሕብረት ኤውሮጳ ንምንታይ'ዩ ከቢድ ክኸውን ዝኽእል፧

ዓባይ ብሪጣንያ (UK) ናብ'ቲ ቁጠባውን ፖለቲካውን ምትእኽኻብ ገጻ ሞሳታት ምምላስ ክትገብር ጸኒሓ'ላ፡ ናብ'ቲ ቅድሚ 2016 ዝነበራ ቦታ ክትምለስ ግን ዝከኣል ከይከውን ይኽእል'ዩ። #sbsaudiopodcast

23 nov. 2026